ዝተመላኽዐ ዛንታ ገድሊ (ብ ዮሴፍ ገብሪሂወት)
http://wp.me/p2j2jc-ki
__________________________ እዛ ጽሕፍቲ ትርጉም ናይታ “Romanticizing Ghedli (I)” ዘርእስታ ብዮሴፍ ገብሪሂወት ተጻሒፋ፡ ብ 12 መጋቢት 2008 ኣብ መርባእብ ሓበሬታ ኣስማሪኖ ዳት ኮም ዝተዘርግሐት ጽሕፍቲ እያ። ናብ ቛንቛ ትግርኛ ብ ኣዳለውቲ ጋዜጣ መሰለይ ተተርጒማ፡ “ምቅንጃው ገድሊ” ብዝብል ኣርእስቲ ከኣ ኣብ 2008 ተዘርጊሓ ኔራ። ንምርዳእ ይሕግዝ ብዝብል ገለገለ ናይኣተረጋጉማ ምትዕርራያት ገይረ ኣቅሪበያ ኣለኹ። _________________________________________ መእተዊ ሓደ ካብቲ ቀንዲ ንህዝብና ኣጋጢምዎ ዘሎ ጸገማት፡ እዚ ተቐናጅዩ [ካብ መጠን ንላዕሊ ተመላኺዑ] ዝቐርብ…
View On WordPress











