ሓደሽቲ ስውኣት ፦ መንግቲ ኣብ ማእከል ኣስመራ ሰብ ይቐትል
ሓደሽቲ ስውኣት ፦ መንግቲ ኣብ ማእከል ኣስመራ ሰብ ይቐትል
ዝሓለፈ ሰንበት፡ 4 ሚያዝያ፡ መንግስትና ካብ ኣገልሎት (ግዱድ ዕስክና) ከምልጡ ኢሎም ካብ ተሰቒሎመን ዝነበሩ ናይጽዕነት መኪና ዘሊሎም ክሃድሙ ንዝፈተኑ መንእሰያት፡ ከምቲ ኣብ ዶባት ኤርትራ ዝገብርዎ፡ ብብረት ተኩሶም ሰብ ከም ዝጎድኡን፡ ካብቶም ዝተጎድኡ ድማ ዝሞቱ ከምዘለው ውን ብዝተፈላለየ ምንጭታት ክንገር ቀንዩ።
ጋዜጠኛ ማርቲን ፕላውት፡ ካብ ውሽጢ ኤርትራ ብዝረኸቦ ሓበሬታ መሰረት፡ ክሳዕ ሕጂ ዝተፈልጠ 29 ሰባት ከም ዝጎድኡ፡ ካብኣቶም ሽዱሽተ ብቕጽበት ክሞቱ ከለዉ ካልኦት 5 ድማ ኣብ ሕክምና ከምዝሞቱ፣ እቶም ዝተረፉ ድማ ኣብ ‘ሆስፒታል’፡ ኣብ ትሕቲ ጽኑዕ ሓለዋ ከምዘለዉ ሓቢሩ። ማርቲን ኣብ ጽሑፉ ናይቶም ዝሞቱ…
View On WordPress














